TV Schedule
22:00 - 22:30
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 17,2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 17,2022 ዜና (መግለጺ ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ፥ ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ብሰበ-ስልጣን ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ካብ ኣስመራ ዝወጸ ሓበሬታ የመልክት፥መንግስቲ ኢትዮጵያ መዓርፎ፡ነፍርቲ ክልል ትግራይ ከምዝቈጻጸር ይሕብር፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ምቍራጽ ተጻብኦታት ይጽውዕ) መደብ ስፖርትን መደብ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ፡ 'ካቢ+' ዝተባህለ ንናይ ትግርኛ ፊልምታት ኣብ ኢንተርነት ዝፍነው መድረኽ ዘዳለው መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ (ቀዳማይ ክፋል) የጠቓልል