ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 17,2022
ዜና (መግለጺ ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ፥ ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ብሰበ-ስልጣን ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ካብ ኣስመራ ዝወጸ ሓበሬታ የመልክት፥መንግስቲ ኢትዮጵያ መዓርፎ፡ነፍርቲ ክልል ትግራይ ከምዝቈጻጸር ይሕብር፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ምቍራጽ ተጻብኦታት ይጽውዕ) መደብ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ፡ 'ካቢ+' ዝተባህለ ንናይ ትግርኛ ፊልምታት ኣብ ኢንተርነት ዝፍነው መድረኽ ዘዳለው መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ (ቀዳማይ ክፋል) የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 07, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ነሓሰ 06, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ነሓሰ 05, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ነሓሰ 04, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ነሓሰ 01, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ሓምለ 31, 2025
ፈነወ ትግርኛ 1900