ምስ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም
ካብቶም ላዕለዎት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት (ኣባል ፖሊት) ዝነበረትን ዳሓር ድማ ካብ 2018 ስጋብ 2020 ኣብ ዝነበረ እዋን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኮይነ ከተገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ምምሕዳር ኣብዪ “ናብ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ይልወጥ ኣሎ” ክትብል ብምኽሳስ ስልጣና ምልቃቃ ኣብቲ እዋን ካብ ስልጣና ምልቃቃ ገሊፃ ነይራ። ድሕሪ ኲናት ትግራይ ኢዳ ሂባ ተኣሲራ ድሕሪ ምፅናሓ፡ ድሕሪ ካብ ማእሰርቲ ምልቃቓ’ውን ካብ ኣባልነት ውድብ ህወሓት’ውን ተሰናቢታ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ