ህልው ኩነታት ስደተኛታት ዩክሬን
ንልዕሊ 35 ዓመታት ኣብ ዩክሬን ይነብሩ ዝነበሩ ትውልደ ኢትዮያውያን ስድራ ኣቶ ትግስቱ ገብረህይወትን ስምረት ሽፈራውን፡ ሙሴ ሉኡል ድማ ንትምህርቲ ናብ ዩክሬን ድሕሪ ምዃኑ ምስ ኲናት ዩክሬን ናብ ጀርመን ዝተሰደደ መንእሰይ እዩ። ድሕሪ ኵናት ዩክሬን ናብ ሃገራት ኣውሮጳ ተሰዲዶም ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመንን ክባቢኡን ይርከቡ። ዋላ'ኳ መንግስትን ህዝብን ጀርመን ዝገብረሎም ዘሎ ሓገዝ እንተነኣዱ ሰላም ኮይኑ ናብ ዩክሬን ዝምልስሉ እዋን ብሃንቀውታ ይፅበዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ