ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ገምጋል ምቁራጽ ተጻቦታት ፕሪቶርያ፡ ግብጺ ሓገዝ ንቓዛ ብነፈርቲ ትድርብይ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣቕሽሽቲን ካል ኦትን ጸብጻብ ኣሶሴይትድ ፕረስ ኣብ ክልል ትግራይ ዝረ ኣ ዘሎ ደርቂን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ - ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ዝተቓነዓ ዋዕላ ዝምልከት የጠቓልል።
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 26, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ጥቅምቲ 25, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ጥቅምቲ 24, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ጥቅምቲ 23, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ጥቅምቲ 22, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ጥቅምቲ 21, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ