ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 የካቲት 2024 ዕለታዊ ዜና - ቀ/ሚ ኣብይ ንኣባላት ፓርላማ ምላሽ ይህብ: ነበርቲ ኣባላት ፈደራል ሰራዊት ኣብ ክልል ኣምሓራ ሲልያን ቀቲሎም ክብሉ ይኸሱ: ብሪጣንያ 125-ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ከምትህብ ትገልጽ: ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ኣብ ግብጺን ቐጠርን ይበጽሕ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ - ኣብ ኤርትራ ንምትካል መሳርሒ ሕማም መንሽሮ ዝተኻየደ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ መስርሕ የጠቓልል።
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 28, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ጥቅምቲ 27, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ጥቅምቲ 26, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ጥቅምቲ 25, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ጥቅምቲ 24, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ጥቅምቲ 23, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ