መጠን ሞት ደርቂ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ንምዕጋቱ ፃዕርታት ይቕፅል
ኣብ ሓያሎ ወገናት ትግራይ ጥሜትን ደርቂን ኣብ ዘስፋሕፋሓሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ብምኽንያት ጥምየት ዝሞቱ ሰባት ቑፅሮም ይውስኽ ምህላዉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ግን “ኣብዚ ሕጂ እዋን ህይወት ሰብ ብሰንኪ ጥሜት ምሕላፉ ኣየረጋገጽናን፡” በሃላይ’ዩ። ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ" ብዝብል ዝተጣየሸ ኮሚቴ ብግዲኡ 282 ሚልዮን ብር ብምትእኽኻብ 64 ሺሕ ኩንታል ዕፉን ብምዕዳግ ብድርቂ ናብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ምብፃሕ ምጅማሩ ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ