ኲናት፡ ተስፋን ትምህርቲን
ፈለማ ብለበዳ ኮቪድ ጸኒሑ ድማ ብሰንኪ ኲናት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ትምህርቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ድሕሪ ምጅማሩ፡ ተፈተንቲ ላዕለዎት ትምህርቲ ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ምድላው ሃገራዊ መልቀቂ ፈተና ተፈቲኖም ኣብ ቀረባ ውፅኢት ዕላዊ ምዃኑ ዝዝከር እዩ። ነቲ ዝነበረ ፀዋር ኩነታት ሓሊፋ ብሉፅ ውፅኢት ንዝረኸበትን ንሪከርደ ዝለዓለ ነጥቢ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ዝሰበረትን ብርሃኑ ተኽሉ በላይ ተመኵሮኣ ከትካፍለና ዓዲምናያ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ