ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 መስከረም 2023 ዜና ኣብ ኤርትራ 5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጓኒፉ፡ ኣብ ሰብ ዝወረደ ክሳራ ዛጊት ኣይተመዝገበን ፡ቱኒዝያ ጉጅለ ልኡኽ ፓርላማ ኤውሮጳ ናብታ ሃገር ከይኣትው ከልኪላ መደብ መንእሰያት ኣብ መቐለ ልዕሊ ፍጥነት እግሪ፡ ብኢዱ ዝወርድ መንእሰይ ኣብ ኤርትራ ንዘረባ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ምስ እትለውጥ ሶፍትዌር ምስ ዘማዕበሉ መሃንድስት የጠቓልል።
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 04, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 03, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሕዳር 02, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 01, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ጥቅምቲ 31, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ጥቅምቲ 30, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ