ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ግንቦት 2023 ዜና ( መበል 32 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ምስ ምፍራስ ኣባይቲ ዝተተሓሓዙ 100 ሺሕ ቅሬታታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ) ቤተክህነት ክልል ትግራይ 10 ኤጲስቆጶሳት ከምዝሸመ ኣፍሊጡ ቃለ መሕተት ምስ ተሓጋጋዚት ኣሰልጣኒት ኩዕሶ ስኪዔት ደቂ ተባዕትዮ ፍናን ኣተወብርሃን የጠቃልል።
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 08, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 07, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሕዳር 06, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 05, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 04, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ