ዜና(ጸብጻብ ቃለ መሕትት ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኩነታት ሱዳን ፥ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ከካይዶ ዝጸንሐ ስራሕ ንጊዝ ኡ ደው ምባሉ ገሊጹ: ኩነታት ሱዳንን ካልኦትን) ጸብጻብ ምጅማር ትምህርቲ ኣብ ገለ ከባቢታት ክልል ትግራይ፥ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዘለው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተገልጸ ስምምዕ ኣብ መንጎ ኣብ ኣመሪካ ዝርከባ ክልተ ኣብያተ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 08, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 07, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሕዳር 06, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 05, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 04, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ