ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 17,2022 ዜና (መግለጺ ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ፥ ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ብሰበ-ስልጣን ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ካብ ኣስመራ ዝወጸ ሓበሬታ የመልክት፥መንግስቲ ኢትዮጵያ መዓርፎ-ነፍርቲ ክልል ትግራይ ከምዝቈጻጸር ይሕብር፣ ) መደብ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ፡ 'ካቢ+' ዝተባህለ ንናይ ትግርኛ ፊልምታት ዝፍነው መድረኽ ዘዳለው መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ (1ይ ክፋል) የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሕዳር 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 08, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 07, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ