ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ፡ህወሓት ንምሉእ ህዝቢ ትግራይ ወኪሉ ክላዘብ ኣይክእልን ክብሉ መግለጺ ኣውጺኦም


ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ፡ ህወሓት ንምሉእ ህዝቢ ትግራይን ጠለባት ትግራይ ወኪሉ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ክላዘብ ኣይክእልን፡ ሕጋውነት’ውን የብሉን ዝብል መግለጺ ኣውጺኦም። ህወሓት ብወገኑ፡ ህዝቢ ዝመረጾ ውድብ ብምዃኑ ንልዝብ ክውከል ግቡእ ምዃኑ ኣብ ዘውጽኦ ካልእ መግለጺ ኣመልኪቱ።

XS
SM
MD
LG