ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 4,2022 ዜና ( ኣብ ዕዳጋ ከተማ ሃረርጌ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ: ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ዝረአ ዘሎ ብዝሒ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦትን) ጸብጻብ -መግብን ነዳዲን ሒዘን ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ 21 መካይን ዕላል ምስ ኣብ ዳጉ ማራቶን ደቡብ ኮርያ ሰለስተ ክብረ ወሰን ዝጨበጠት ኤርትራዊት ጎያይቲ ናዝሬት ወልዱ ቃለ መጠይቕ ምስ ምህዞን ሰንዓን ጸሓያዊ ጸዓት ፊልሞን ኪሮስ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 15, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሕዳር 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ