ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 23,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ ዩክሬን ኣብ ትምህርቲ ዝነበሩ ድሕሪ ኲናት ሩስያን ዩክሬን ናብ ፖላንድ ዝተሰደዱ ኣፍሪቃዊያን ፍሉይ ቅዲ ምድላው ዓሳ ካብ ቤት መግቢ ሰላም ምጽዋዕ ዝምልከት መደብ ከምኡ'ውን ምስ መስራቲትን አካያዲት ስራሕ ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔትዎርክ ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 15, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሕዳር 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ