ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 21,2022 ዜና ፡ (ኣብ ቤንሻንጉል ጉምዝ ዝተፈጸመ ቕትለት ዝምርምር ጉጅለ ተላኢኹ፥ ዋጋ ዘይዲ ኣብ ድሬዳዋ፥ እገዳ ኣመሪካ ንወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳንን ኩነታት ኲናት ዩክሬን ሩስያን) ጸብጻብ ካብ ክልል ትግራይ ናብ ቆቦ ክልል ኣምሓራ ዝተመዛበሉ ሰባት ዝምልከት ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ሰባት ንምጥያስ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታት ዝድህስስ መደብን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 15, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሕዳር 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሕዳር 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ