'ተስፋ ሃውስ' ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ኣመሪካ ዝህብ ክሊኒክ
'ተስፋ ሃውስ' ዝተባህለ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክሊኒክ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ብቋንቋ ትግርኛ ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ዝህብ ክሊኒክ እዩ። እዚ ክሊኒክ ጎኒ ጎኒ ዝህቦ ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና: ኣገልግሎትን ምኽሪን ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ንምዕባይ'ውን ይሰርሕ'ዩ። ብተወሳኺ'ውን ሕብረተሰብ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ጥዕና ኣፍልጦ ምስ ረኸበ ሓገዝ ዝረኽበሉ መስርሕን ዝረኣዩ ብድሆታት ኣብ ምቕራፍ'ውን ከምዝስርሕ መስራቲ'ቲ ክሊኒክ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ይሕብር።
ተዛማዲ
ኢፒሶዳት
- 
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
 - 
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
 - 
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
 - 
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
 - 
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
 - 
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ