ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ ኣሜሪካ ተወዳዳሪ ምርጫ 2020 ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ
ኣብ 2020 ንዝካየድ ምርጫ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንምስታፍ ኣሜሪካዊያን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተወዳደርቲ ምዃኖም የፍልጡ ኣለው። ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ዓንዶም ገብረገርግሽ እውን ንምምሕዳር 16 ክፍለ ግዝኣት ኔውዮርክ ወኪሉ ኣብቲ ምርጫ ከምዝወዳደር ኣብ መጀመርያ ወርሒ ሰነ ኣፍሊጡ’ሎ። ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ተወሊዱ ዝዓበየ ዓንዶም ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብታ ከተማ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ማውንት ቨርኖን ዝተባህለ ከባቢ ብሞያ መምህርነት ዝገልግል ዘሎ መንእሰይ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ