TV Schedule
22:00 - 22:30
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 2,2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 2,2022 ዜና ( ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካን ኣውሮጳን ምስ መራሕቲ ክልል ትግራይ ምዝርራቡ ተገሊጹ: ሲፒጄይ ዂናት ንናጽነት ፕረስ ኢትዮጵያ ከምዘንቆልቁል ጌሩ'ዩ ይብል: ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ኩነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ክልል ኦሮምያ መግለጺ ይህብ:ብወሃቢት ቃል ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዝምራሕ ልኡኽ ታይዋን ይበጽሕ) ቱርኪ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ዒላማ ዝገብር ሕጊ ትእምም መደብ ኣመሪካን የጠቓልል