`ኣብ ማሕበራዊ ውሕስነት ጽቡቕ ንኸይድ ኣለና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ትልምና ልዕሊ ሸቶ ሚለንየም ንምኻድ`ዩ`
ኣብ ስያትል ዋሽንግተን ዝተመስረተ እምነት ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ንማኽሰብ ዘይቆመ ናይ ኤርትራውይን ትካል ናብ ኤርትራ ሓደ ፅዕነት ቀረባት ናውቲ ሕክምናን ከንኡውን መድሃኒትን ልኢኹ’ሎ
ወላዲት ሓንቲ ኩሊት ከበርክት እየ ኢለን
ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝሃቦ ገምጋም ነንርእሱ ዝጋራጮ ምኻኑ'ውን ሓቢሮም
ሃገራዊ ዋዕላ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ ምስ ሕብረተሰብ ዓለም ትስራዕ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክንተክል ኢና ኢሉ። ኩሉ ኤርትራዊ'ዩ ተኻፊሉሉ - ኣቶ በሽር ኢሳቅ
ኣብ ዩ-ስ ብሕጊ ተመዝጊቡ
ካብ 13 ዓመት ክሳብ 5 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑን ሓንቲ ኣደን ይርከብዎም
ደንበ ተቃውሞ ሓደ ኣይኮነን።ነንሕድሕዱ ዝራጸም ሓይሊ'ዩ ይብል ኣቶ ቆርነለዎስ ኡስማን።ምንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓብዱ ዓሊ ግና መስሓቂ'ዩ ይብል።
ኤርትራ፣ሓንቲ ካብ’ተን ትሻዓተ ቀንዲ ፀላእቲ መሰላት ደቂ-ሰብ ተባሂላ። ካልኦት ቻይና፣ኩባ፣ቱርኪምንስታን፣ በርማ፣ሰሜን ኮርያ፣ሶማልያን ልብያን ቲቤት‘ውን ተጠቂሰን'ለዋ