“ፖለቲካን ስፖርትን ክተሓዋወስ ኣይብሉን” ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
Your browser doesn’t support HTML5
ንታታት ኩዕሶ እግሪ ትግራይን ኣምሓራን ዘራኽቡ ኣብ ስታድዮማት ትግራይ ዝካየዱ ፀወታታት ብሰላማዊ መንገዲ ክዛዘም መንግስትን ህዝብን ትግራይ ሓላፍነት ክወስድ እዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕደር ሎማ ሶኑይ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ስፖርትን ፖለቲካን ዝሓዋውሱ ኣካላት ድማ ክኹነኑ ይግባእ ኢሎም።