ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎቱ ክሰፍሕ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ገሊጹ

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎቱ ንከስፍሕ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ኣፍሊጡ።

"ኣብ’ቲ ክልል ዘሎ ሰብኣዊ ረድኤት ይማሓየሽ’ሎ፣ ረድኤት ዝረኽቡ ሰባት’ውን በብጊዚኡ ብዝሖም እናወሰኸ ክኸ ተስፋ እገብር" ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ወኪል ፕሮግራም መግቢ ዓለም ስቲቨን ኦማሞ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎቱ ክሰፍሕ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ገሊጹ