ዋሽንግተን —
ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ኣብ ደቡባዊን ምብራቃዊን ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ንሓደ ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ከምዘባጸሐ ገሊጹ።
ኣብ ትግራይ 5.2 ሚልዮን ህዝቢ፣ እዚ ማለት 91 ሚእታዊት ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ውግእ ተጸባዪ ረድኤት ኮይኑ ከምዘሎ እቲ ዜና ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ን 1 ሚልዮን ሰባት ህጹጽ ረድኤት ምብጽሑ ገሊጹ