ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ዘመሓላለፎ መልእኽቲ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ “ዓመተ 2019 ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ብተስፍኡን ርጉጽነቱን ኣብ ዘተኣማማን ክብታ ደይብና ንሳናበታ ኣሎና” ክብል ንህዝቢ ናይ ሓድሽ ዓመት መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

ብካልእ ወገን ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም 2020 ካብ ናይ ዝሓለፋ ዓመታት ብዝሓሸ ለውጢ ንርኤላ ናይ ስራሕን ህንጸትን ዓመት ክትከውን ዘለዎም ተስፋን ድሌትን ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ዘመሓላለፎ መልእኽቲ