ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ዚምባብወ ኤመርሰን ምናንጋግዋ መምህራን’ታ ሃገር ሰራሕ ጠጠው ብምባል መሃየኦም ብናይ ኣመሪካ ዶላር ንክኽፈሎም ንዘቅረብዎ ሕቶ ኣይተቀበልዎን።
መማህራንን ሰብ ሞያ ቁጠባን ንውሳነ’ቶም ፕረዚደንት ነቲ ህልዉ ኩነታት ዘየገናዘበ ብምባል ኮኒኖምዎ’ለዉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ፕረ.ዚምባብወ ንሕቶ ክፍሊት ስራሕ ደው ዘብሎ መማህራን'ታ ሃገር ነጺጎምዎ