ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ዘንበርዎም ገታእቲ ፖሊሲታት ኢሚግሬሽን ንምፍራስ ወሳኒ ሰነድ ፈሪሞም ።
እቲ ትማሊ ሰሉስ ዝፈረሙዎ ሰነድ ኣብ ዶብ ኣሜሪካን ሜክሲኮን ተፍላልዮም ዝርከቡስድራ ክራኸቡ ዘኽእል ምኳኑ ተሓቢሩ ።
ፕረዚደንት ባይደን "ሓድሽ ሕጊ ዘይኮነስ ነቶም ሕማቓት ፖሊሲታት እየ ዝኣሊ ዘለኹ " ኢሎም ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ባይደን ገታእቲ ፖሊሲታት ኢምግሬሽን ፕረ. ነበር ትራምፕ ዝቕይር ሰነድ ፈሪሞም