"ፈደራላዊ መንግስቲ : ህዝቢ ትግራይ ንክጠሚ ምስ ኣንበጣ ወጊኑ ይስርሕ ኣሎ" ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ፋይል

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ህዝቢ ትግራይ ንክጠሚ ምስ ኣንበጣ ወጊኑ ይስርሕ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት እቲ ክልል ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ከሲሱ::

ዶክተር ደብረፅዮን እዚ ዝበሉ ካልኣይ ዙር ፍሉይ ኮማንዶ ትግራይ ትማሊ ኣብ ዝተመረቕሉ እዋን እዩ:: ሙሩቓት ኮማንዶ ሰላም እቲ ክልል ኣብ ምሕላው ክሰርሑ እቶም ፕረዚደንት መልአኽቲ ኣሕሊፎም::

ሚንስትር ሕርሻ ፌደራል ብወገኑ ህዝቢ ትግራይ ንክጠሚ ከምዘይሰርሕ ይፍለጥ እዩ እዩ ድሕሪ ምባል: ኣብ ጉዳይ ምክልኻል ኣንበጣ ድማ ንክልል ትግራይ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ድጋፍ ንህብ ኣለና ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

'ፈደራላዊ መንግስቲ : ህዝቢ ትግራይ ንክጠሚ ምስ ኣንበጣ ወጊኑ ይስርሕ ኣሎ'ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል