መቐለ —
ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ከተማታት መቐለን ኣክሱምን ተኻይዱ።
ኣብ ፕሪይመር ሊግ ወልዋሎ ምስ ፋሲል ባዶ ን ባዶ ክፈላለያ ከለዋ ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ድማ ሓወልቲ ኣክሱም ንደሴ 2 ን 1 ተዓዊታ’ላ።
Your browser doesn’t support HTML5
ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን