ጉባኤ ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያን ሽማግለ ዓድታትን ኣብ ጉዳይ ሰላም ዝጠመተ ዘተ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ አካይዶም

ጉባኤ ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያን ሽማግለ ዓድታትን ኣብ ጉዳይ ሰላም ጠሚቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ላዕለዎት መራሕቲ ክልል ትግራይ ዘተ ኣካይዶም::

ኣብቲ ዘተ ኣመራርሓ መንግስቲ ክልል ትግራይ ንናይ ሰላም ዘተ ድልዋት ምኻኖም ኣረጋጊፆምልና ክብሉ ተወካሊ እቶም ሽማግለ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ተዛሪቦም::

መንግስቲ እቲ ክልል ብወገኑ ዘሎ ፀገም ሃገራዊ ብምኻኑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ኩሉ ክፋል'ዛ ሃገር ዝሳተፈሉ መድረኽ ምድላው የድሊ ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

ጉባኤ ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያን ሽማግለ ዓድታትን ኣብ ጉዳይ ሰላም ዝጠመተ ዘተ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ አካይዶም