ጉባኤ ሃይማኖታት ክልል ትግራይ ተዋጋእቲ ሓይልታት ውግእ ደው ከብሉን ፍልልያቶም ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሑን ጸዊዖም

ከተማ መቐለ

ጉባኤ ሃይማኖታት ክልል ትግራይ "ውግእ ኣብ ትግራይ ደው ክብልን ተዋጋእቲ ሓይልታት፣ ኣፈላላዮም ብሰላማዊ ኣገባብ ክፈትሑ ይግባእ" ዝብል መጸዋዕታ ኣቅሪቡ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ "እቲ ውግእ ሎሚ’ውን ህይወት ብዙሓት ሰባት ይበልዕ ኣሎ፣ ትካላት ይዓንው ስለዘለውን፣ ማሕበረ ሰብ ዓለም ጽዕንቶ ንከዕርፍ’’ ጸዊዑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ጉባኤ ሃይማኖታት ክልል ትግራይ ተዋጋእቲ ሓይልታት ውግእ ደው ከብሉን ፍልልያቶም ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሑን ጸዊዖም