አዲስ አበባ —
ዲቪ ሎተሪ ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ክፉት ክኸውን’ዩ ክብል ኣብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።
ዲቪ ሎተሪ ክመልኡ ዝደልዩ ብዘይ ገለ ክፍሊት ክመልኡ ከምዝኽእሉን ክፍሊት ክኸፍሉ ከምዘይግባእ’ውን እቲ ኤምባሲ ገሊጹ’ሎ።
ምምላእ ዲቪ ሎተሪ 2020 ዓ.ም ካብ ጽባሕ ረቡዕ ጀሚሩ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ከምዝጸንሕ’ውን ተገሊጹ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዲቪ ሎተሪ ዝመጽእ ሰሙን ክጅምር’ዩ