ዋሽንግተን —
ቅልውላው መግቢ ዓለም ኣብ ዝሃሰየን ሃገራት፡ ነፍሰፆርን መጥበውትን ደቂ ኣንስትዮን ጎራዙን፡ብዋሕዲ ዝተመጣጠነ መግቢ ይሳቐያ ምህላወን፡ ማዕከን ሕጻናት ሕቡራት ሃገራት(UNICEF) ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርቱ ኣፍሊጡ።
እቲ ቅልውላው ንኽልተ ዓሰርተ ዓመታት ክመሓየሽ ጀሚሩ ንዝነበረ ፆታዊ ማዕርነት ስርዓት ኣመጋግባ ይፀልዎ ምህላው`ውን እቲ ሪፖርት የጠንቅቕ።
Your browser doesn’t support HTML5
ደቂ ኣንስትዮ ቅልውላው መግቢ ዘጋጠመን ሃገራት ብዋሕዲ ዝተመጣጠነ መግቢ ይሳቓየ ምህላወን ሕ/ሃ ገሊጹ