ዘተ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያን ኣውፈርቲ ኣብ ኣስመራ

ትማሊ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዝኣተው ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኤርትራዊያን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኣስመራ መድረኽ ኢንቨስትመንት ኣካይዶም።

እቲ ጉጅለ ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ፋብሪካታት ተዘዋዊሮም፡ተዓዚቦም።ጽባሕ ድማ ናብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ክበጽሑ ምዃኖም ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያን ኣውፈርቲ ኣብ ኣስመራ