መቐለ —
ድሕሪ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ስምምዕ ንዘላቒ ሰላምን ነባሪ ምቍራጽ ተጻብኦታትን፡ እቲ ብስእነት ቀረባትን ናህሪ ዋጋታትን ክሳቐ ዝጸንሐ ዕዳጋታት ከተማ መቐለ፡ መጠናዊ ርግኣት ይርኣዮ ከም ዘሎ ኣብቲ ቦታ በጺሑ ዝተዓዘበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕዳጋታት መቐለ መጠናዊ ርግኣት ይርኣዮ፣ “ዘላቕነት” ክህሉዎ ነጋዶ ይትስፈዉ