ዓረና ኣብ አዲስ አበባን ከባቢኣን ንዝተፈጥረ ጎንጺ ኮኒኑ

ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሴ

ውድብ ዓረና ንልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ዜጋታት ምሕላፉን ኣካላውን ንዋታውን ዕንወት ምብፅሑ ዝኹነን ተግባር እዩ ክብሉ ብትሪ ነቒፉ።

መንግስቲ ንተሓተቲ ኣካላት ብቕልጡፍ ናብ ሕጊ ከቕርቦምን መምሃራይ ስጉምቲ ክውሰደሎም እቲ ውድብ ይፅውዕ ክብሉ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዓረና ኣብ አዲስ አበባን ከባቢኣን ንዝተፈጥረ ጎንጺ ኮኒኑ