ቪድዮ ውድብ ናፅነት ትግራይ ከካይዶ መዲቡ ዝነበረ ዋዕላ ምክልኻሉ ገሊጹ ለካቲት 13, 2023 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ከካይዶ ተሊምዎ ዝነበረ ህዝባዊ ዋዕላ ብሓይልታት ፀጥታ ከምዝተኸልከለ ገሊፁ።