ወለንተኛታት ኢትዮጵያውያን ሓካይም ኣብ ኤርትራ ፡ ኣገልግሎት ሕክምናን ናይ ተሞክሮ ምልውዋጥን ይገብሩ

35 ዶክተራት ዝሓዘት ጉጅለ ሓካይም ኢትዮጵያ፡ኣብ ኤርትራ ነጻ ወለንታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ንምሃብን ተመክሮ ንምልውዋጥን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኤርትራ ተፋፊሮም ስርሖም ብዘይ ጸገም ይሰርሑ ከምዘለዉ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ዶክተራት ተዛሪቦም።

እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጀሚሩ ዘሎ ኣወንታዊ ኣገልግሎት ጥዕና፡ኪኖቲ ናይ ተመክሮ ምልውዋጥ ነቲ ዝተጀመረ ሰላም ኣብ ምሕያል ዓቢ ኣበርክቶ ከምዘለዎ’ውን እቶም ሓካይም ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ወለንተኛታት ኢትዮጵያውያን ሓካይም ኣብ ኤርትራ