ክልል ትግራይ: ኣብ ከተማ ቆራሪት ተቓውሞ ዘካይዱ ሰባት ይእሰሩ ምህላዎም ነበርቲ ገሊጾም

ኣብ ዞባ ምዕራብ ክልል ትግራይ :ቆራሪት ኣብ ትበሃል ከተማ: ነበርቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ብምክያዶም ይእሰሩ ከምዘለዉ ኣፍሊጦም::

ኣብዚ ክልተ መዓልታት ልዕሊ 150 ሰባት ከምዝተኣሰሩ ነበርቲ ንድምፂ ኣሜሪካ ተዛሪቦም ኣለዉ::

ምምሕዳር እታ ከተማ ብወገኑ ተኣሲሮም ተባሂሉ ዝተገለፀ ቁፅሪ ሰባት፥ ዝተጋነነ`ዩ: ናይ ህዝቢ ሰላም ንምህዋኽ ዝሰርሑ ሰባት ብምፍላይ ግን ናይ ምእራም ስራሓት ንፍፅም ኣለና ክብል ኣፍሊጡ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክልል ትግራይ: ኣብ ከተማ ቆራሪት ተቓውሞ ዘካይዱ ሰባት ይእሰሩ ምህላዎም ነበርቲ ገሊጾም