ናይሮቢ —
ኬንያ ኢትዮጵያ ንወደብ ላሙ ክትጥቀም ዘኽእላ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ተሳልጥ ከምዘላ ኣፍሊጣ ።
ንኽልተ መዓልቲ ዑደት ኣብ ኬንያ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ምስ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬኒያታ ብምዃን ኣብ ወደብ ለሙ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም እዮም ።
ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ከራኽባ ዝኽእል ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ይዛዘሙ ምህላዎም ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኬንያ ኢትዮጵያ ንወደብ ላሙ ክትጥቀም ዘኽእላ ዝርገሐ ትሕተቅርጺ ተሳልጥ ከምዘላ ኣፍሊጣ