ካብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ከተማ ሽረ ብወታሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሲዶም ዝተባህሉ ተመዛበልቲ ምምላሶም ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ካብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ብወታሃደራት ተዓፊኖም ተወሲዶም ዝተብሃሉ ሰባት ትማሊ ኣማስዩ ከምዝተመለሱ ተሓቢሩ::

ብወታሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተዓፊኖም ከምዝተወሰዱን መውቃዕቲ ከምዝበፅሖም ተዓፊኖም ዝተወሰዱ ሓቢሮም::

ኣብቲ ጉዳይ ካብ ኣመራርሓ እቲ ክልልን መንግስቲ ፌደራልን ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፃዕሪ ኣይሰመረን::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ከተማ ሽረ ብወታሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሲዶም ዝተባህሉ ተመዛበልቲ ምምላሶም ተገሊጹ