ዋሽንግተን — 
 
 
 
 
 
'ካቢ' ትካል መሰልጠኒ ዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት፥ ሰልጠንቲ ንሞያኦም ንምኽዕባትን ኣብ ስራሕ ንምውፋርን ዓሊሙ ኣብ ቀረባ ጊዜ ናይ ትግርኛ ፊልምታት ዝቐርበሉ መድረኽ ኣዳልዩ'ሎ። 
እዚ 'ካቢ+'(Kabbee Plus) ዝብል መድረኽ ንምንታይ ከምዝተዳለወ ትሕዝትኡ: መጻኢ መደባትን ካልእን ብዝምልከት ነዚ ስራሕ ዘፍረዩ ጉጅለ መንእሰያትን ኣቦ መንበር ካቢን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
'ካቢ' ብቋንቋ ብሌን 'ሓግዝ' ማለት'ዩ።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ
'ካቢ+' ብኤርትራዊያን መንእሰያት ዝተዳለወ ፊልምታት ዝቐርበሉ መድረኽ(2ይ ክፋል)