ኩነታት ኣብ ከተማ ካይሮ ን9 ዓመታት ዝተአሰሩ ኤርትራዊያን ንምፍትሖም ዝካየድ ምንቅስቃስን

ኩነታት ኣብ ካይሮ ግብጺ ንልዕሊ 9- ዓመታት ዝተኣስሩ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት: ከምኡ'ዉን ንዓኣቶም ንምፍታሕ ምንቅስቃስ ዝገብሩ ዘለውን ርእይቶ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኩነታት ኣብ ከተማ ካይሮ ን9 ዓመታት ዝተአሰሩ ኤርትራዊያን ንምፍትሖም ዝካየድ ምንቅስቃስን

ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ግብጺ ምላሽ ንምርካብ ዝተገብረ ፈተነ ግን አይሰለጠን።