ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነበርቲ ኣውሮጳ ዝኾኑ ኤርትራዊያን ኩነታት’ቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ትኹረት ዓለም ንኽረክብ ናይ ብሽክለታ ጉዕዞ ጀሚሮም ኔሮም።
እቲ “ጉዕዞ ንፍትሒ” ዝብል ጉዕዞ ብሽክለታ ሎሚ ኣብ ከተማ ብራስለስ ብዝተኻየደ ሰልፊን ርክብ ምስ ሰበ ስልጣን ሕብረት ኣውሮጳን ተዛዚሙ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኩነታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣቓልቦ ክረኽብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውሮጳ ዘካየድዎ ጉዕዞ ብሽክለታ ተዛዚሙ
ብዛዕባ’ዚ ምስ ተሳተፍቲ’ቲ ጉዕዞ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኩነታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣቓልቦ ክረኽብ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውሮጳ ዘካየድዎ ጉዕዞ ብሽክለታ ተዛዚሙ