ዋሽንግተን —
ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ እቲ ለውጢ ዝተረኸበ ብምሉእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምዃኑ ዝዘንግዑ፣ ዝፀንሐ ቅርሕንት ብምልዓል ሰላምን ምርግጋእን ከይህሉ ይፅዕሩ ኣለው ዝበሎም ሓይልታት ኣውጊዙ።
ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኦሮሞ እውን ተመሳሳሊ መግለፂ ኣውፂኡ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኦዲፓን ኢዜማን ዝፀንሐ ቅርሕንት ብምልዓል ሰላምን ምርግጋእን ከይህሉ ይፅዕሩ ኣለው ንዝበልዎም ሓይልታት ኣውጊዞም