ኤርትራ-ንኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኤርሚያስ ኣስገዶም ናይ ዝኽሪ መዳብ ተኻይዱ

ትማሊ ሓሙስ 11 ሚያዝያ ምሸት ፡ንኣበርክቶን ጽልዋን ህቡብ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ናይ ራፕ ደራፋይ ኤርሚያስ ኣስገዶም(ኒብሲ ሃሰል)ኣብ ኣዳራሽ ዳዕሮ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ :ናይ ዝኽሪ መደብ ተኻይዱ ኔሩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ-ንኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኤርሚያስ ኣስገዶም ናይ ዝኽሪ መዳብ ተኻይዱ

ኣብ`ቲ መደብ ቤተሰቡ ዝርከብዎ ብርክት ዝበሉ ፈተውቱን ኣድነቕቱን ዝተሳተፉሉ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ንታሪኽ ሂወቱ፡ጽልዉኡን ኣበርክትኡን ዝገልጹ ዝተፈላልለዩ ምድላዋት ቀሪቦም ነይሮም። እቲ ናይ ዝኽሪ ስነ-ስርዓት ድማ ብናይ ሽምዓ ምውላዕ መደብ ተዛዚሙ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ-ንኤርትራዊ ኣመሪካዊ ኤርሚያስ ኣስገዶም ናይ ዝኽሪ መዳብ ተኻይዱ