ኣስመራ —
ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ተደኹኑ ዝርከብ “ሃገራዊ ማእከል ሕክምና ልቢ ኦሮታ ” ብምትሕብባር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ጣልያናዊ ናይ ምትሕግጋዝ ማሕበርን ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራን ደረጅኡንምምዕባል ክካየደሉ ዝጸንሐ ቀዳማይ ገጽ ስርሓቱ ተወዲኡ ንስራሕ ድልዉ ከምዘሎ ሜዲካል ዳይሬክተር ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ዶክተር ሃብተኣብ መሓሪ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።
ምምዕባል ደረጃ ሃገራዊ ማእከል ሕክምና ልቢ ፡ጸገም ሕማም ልቢ ዘለዎም ዓበይቲ ሰባት ኣብ ምፍታሕ ዓቢ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ዶክተር ሃብተኣብ ኣረዲኡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ: ሃገራዊ ማእከል ሕክምና ልቢ ኦሮታ ደረጅኡ ብምምሕያሽ ንስራሕ ድልው ኮይኑ