መቐለ —
ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ኣገልግሎት መብራህቲ ጀሚሩ'ሎ።
ሓደ ላዕለዋይ ኣመራርሓ'ቲ ክልል ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃል መንግስቲ ክልል ብባዕሉ ኣብቲ ክልል ካብ ዝርከቡ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ህዝቢ ክጥቀም ከምዝገበረ ኣፍሊጦም ኣለው ።
ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቀሳ ተቓወምቲ ውድባት ባይቶና: ሳልሳይ ወያነን ውድብ ናጽነት ትግራይን ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስቲን ብምዃን ክንምክት ኢና ዝብል መግለጺ ኣውጺኣን ኣለዋ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣገልግሎት መብራህቲ ከተማ መቐለ ምጅማሩ ተገሊጹ