አዲስ አበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ ኩሎም ትካላት ገበርቲ ሰናይ ምንቅስቃሶም ንግዚኡ ከምዘቋረፁ ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባብሪ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጦም።
እዚ ውሳነ ዝሓለፈ ትማሊ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ክልተ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ረድኤት ምስ ተቐትሉ እዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሕቡራት ሃገራት ተተካኢ ኣተሓባብሪ ሰብኣዊ ረድኤት ስቲቨን ዌር ኦማሙ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝጸንሑ ኩሎም ትካላት ግብረ ሰናይ ምንቅስቃሶም ንጊዚኡ ደው ምባሎም ኣፍሊጦም