ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መርፅቲ ተጀሚሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መርፅቲ ሎማዓንቲ ተጀሚሩ::
ንሸሞንተ መዓልታት ዝፀንሕ'ዚ ምዝገባ ልዕሊ 2.6 ሚልዮን መረፅቲ ክምዝገቡ ትፅቢት ከምዝግበር ኮምሽን ምርጫ እቲ ክልል ኣፍሊጡ::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መርፅቲ ተጀሚሩ


ኣብቲ ምዝገባ ቫይረስኮረና ከመይ ይከላኸሉ ኣለዉ: ከይዲ እቲ ምርጫ እንታይ ይመስል ዝብል ኮምሽን ምርጫ: ኣፈፀምቲ ምርጫን መረፅትን ኣዘራሪብና ኣለና::

ብተወሳኺ ድማ እቲ ምርጫ ክካየድ የብሉን ቅድሚ ኹሉ ምክልኻል ኮረና ይግባእ ዝብል ቅዋም ዘለዎ እውን ሓቲትና ኣለና::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መርፅቲ ተጀሚሩ