አዲስ አበባ —
ናይ ኢትዮጵያ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽን ኣብ ክልል ትግራይ ን2.5 ሚሊዮን ሰባት ረድኤት ንምቕራብ እኹል ምድላው ከምዝተገብረ ኣፍሊጡ።
እንተኾነ ክሳብ ሎሚ ዝቐረበ ረድኤት ግን 52 ሚእታዊት ጥራሕ ምዃኑ ተገሊፁ'ሎ። እቲ ረድኤት ናብቲ ዝድለ ከይበፅሕ ዝዕንቅፉ ዕጡቓት ሓይልታት ኣብ ገለ ቦታታት ከምዘለው ኮሚሽነር ኮሚሽን ናይ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ን2.5 ሚልዮን ሰባት ረድኤት ንምቕራብ እኹል ምድላው ከምዝተገብረ ተገሊጹ